ኣጠቓቕማ መተግበሪ ከተማ መቐለ
ን ዓደግቲ ንብረት
            1
            ናይ ንብረት ዝርዝር ምርኣይ
            
          ብመጀመርያ ደረጃ ናብ እቲ ናይ መጀመርያ ገጽ ብምኻድ እቲ ዘሎ ናይ ንብረት ዝርዝር ርአ።
            2
            ምርጫ ምግባር
            
          ካብቲ ዝርዝር እቲ ዝደልይዎ ዓይነት ንብረት ብምምራጽ ብዝያዳ ሓበሬታ ንምርኣይ ኣብቲ ንብረት ምጥዋቕ።
            3
            ምስምዕማዕ
            
        ብመሰረት እቲ ዝተውሃበ ቑጽሪ ስልኪ ምስ ሸዋጢ ንብረት ምስምዕማዕ።
ን ሸወጥቲ ንብረት
            1
            መዝገብ ቅጥዒ ምጥዋቕ
            
          ኣብቲ ናይ መጀመርያ ገጽ ኣብ ዘሎ ሓዱሽ ዝሽወጥ ወይም ዝካረ ንብረት መዝግብ ዝብል ብምጥዋቕ እቲ ቅጥዒ መዝገብ ክመጽእ ይግባእ።
            2
            ዓይነት ንብረት ምምራጽ
            
          ኣብቲ ናይ መጀመርያ ኣማራጺ ብምኻድ ንብረትኩም ዝካረ ወይ ዝሽወጥ ምዃኑ ኣረጋግጽ።
            3
            ዝርዝር ሓበሬታ ምሃብ
            
          ነቲ ዘአተኩምዎ ንብረት ዝምልከት ኩሉ ዘድልየኩም ዝኾነ ሓበሬታ ኣአትዩ።
            4
            ፎቶ ምስኣል
            
          እንተሃልዩ ናይቲ ንብረት ፎቶ ምስኣል (እዚ ግደታ ኣይኮነን)።
            5
            ምዝገብ
            
        ኩሉ ሓበሬታ ምስ ኣአተዉ ኣብ መወዳእታ መዝግብ ዝብል ብምጥዋቕ እቲ ንብረት ኣብ ናይ ከተማ መቐለ መርበብ ይምዝገብ።