ብዛዕባና
ካብ መጀመርያ ክነፍልጦ ንደልዮ ዓላማና ንኩሉ ነባሪ መቐለ ክንጠቅም ደኣ'ምበር ንትርፊ ከምዘይኾነ እዩ።
ትርፊ ደሊና ሰለ ዘይንሰርሕ ድማ መንነትና ምግላጽ ኣድላዪ ኾይኑ ስለ ዘይረኸብናዮ ኣይንገልጽን።
ዓላማ
ዓላማና እቱ ኣብ ከተማና ዝረኣይ ዘሎ ዘይተመጣጠነ ናይ ደላላታት ገንዘብ ምቑራጽ ብመጠኑ'ውን እንተኾነ ምቕናስ እዩ።
ናይ ምትእስሳር ኣገልግሎት
ንዓዳጊን ሸዋጥን ኣብ ሓደ መደብ ምትእስሳር ንገብር።
ውሑስ ኣገልግሎት
ንኹሉ ነባሪ መቐለ ውሑስ ኣገልግሎት ንህብ።
ብምግባር ዋጋ
ናይ ንብረት ዋጋ ብምግባር ንምፍላጥ ንሕግዝ።